(ኤፍ-ቢ-ኣይ) ይገልጽ ኣሎ። እቲ ተጠርጣሪ፡ ወተሃደር ኣመሪካ ዝነበረ ኮይኑ፡ መበግሲኡ፡ ወይ` ውን ምስ`ቲ ኣብ ላስቨጋስ ብካልእ ወተሃደር ኣመሪካ ዝተዘወረት መኪና ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ምትእስሳር ዘለዎ እንተኾይኑ መርመራ ቀጺሉ`ሎ። ትማሊ ሓሙስ ኣብቲ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ከባቢ ኒው ኦርሊንስ ብዝሒ ፖሊስ ...
ኣብ ሙዚቃ ኤርትራ ብቐንዱ፡ ኣብ ናይ ትግርኛ ሙዚቃ ድማ ብዓቢኡ ዓቢ ጽልዋ ገዲፉ፡ ኣብ መበል 48 ዓመቱ፡ ኣብ 1997 ዝዓረፈ ድምጻዊ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)፡ 27 ዓመታት ድሕሪ ዕረፍቱ’ውን ...
Guinea: The trial of opposition figure Aliou Bah, leader of the Liberal Democratic Movement, continued Thursday in a Conakry ...
President Joe Biden announced action to block Japanese firm Nippon Steel's proposed $14.9 billion purchase of U.S. Steel, citing concerns the deal could hurt national security. The proposed sale had ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ፡ ትማሊ ሓሙስ መቓዲሾ በጺሑ፡ ንፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ዝሓወሰ ምስ ላዕለዎት ሰብ-መዚ እታ ሃገር ድሕሪ ምርኻቡ፡ ...
ኣብ ምምሕዳር ፉለርቶን ናይ ደቡብ ካሊፎርኒያ፡ ኣብ ልዕሊ ሓደ ትካል ጽርበት ዕንጸይቲ ዝወደቐት ንእሽቶ ነፋሪት፡ ኣብኣ ዝነበሩ ክልተ ሰባት ክትቀትል እንከላ፡ ኣብቲ ፋብሪካ ዝነበሩ 19 ድማ ኣቝሲላ ...
ኣዋሽ ፈንታለ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ክልል ዓፋር፡ ኢትዮጵያ፡ እሳተ-ጎመራ ዘንቀሎ ጎስዒ፡ ጋዝ ንላዕሊ ክትኮስ ሎሚ ዓርቢ ምርኣዩ ሮይተርስ ሓቢሩ። በቲ ሓደጋ ዝሰግኡ ነበርቲ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ከም ዝተወስዱ መሓዉራት ዜና መንግስቲ ሓቢረን። ሰብ-መዚ እቲ ከባቢ፡ ኣብ ሰብ ክወርድ ንዝኽእል ሓደጋ ንምውጋድ፡ ነበርቲ ...
ንፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ነበር ዩን ሱክ ዩወል ኣሲሮም ክምርምሩ ዝፈተኑ ኣባላት ኣጻራዪት ኮሚተ እታ ሃገር፡ ኣብ መንበሪ ገዛኡ ንሽዱሽተ ሰዓታት ድሕሪ ዝጸንሐ ምትፍናን፡ ተስፋ ቆሪጾም ነቲ ፈተነ ...
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢትዮጵያ ዓዪሻ መሓመድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ሎሚ ሓሙስ ኣብ መቓዲሾ ኣትዩ፡ ምስ ሰብ-መዚ መንግስቲ ሶማልያ ብምዝርራብ ንጉዳይ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ሶማልያ ሓደ መፍትሒ ከምጽእ ትጽቢት ይግበር። ዑደት ላዕለዋይ ጉጅለ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ተልእኾ ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ...
The attacker is identified as Shamsud-Din Jabbar, a 42-year-old U.S. citizen and former Army reservist. President Joe Biden said Wednesday Jabbar posted a video beforehand indicating he was inspired ...
Police said Thursday that a mass shooting suspect shot himself while surrounded by police, and that he died on the way to the hospital. At least 10 people were killed and four others seriously wounded ...