ፕረዚደንት ባይደን፡ ኣመሪካ ኣስታት 2.5 ቢልየን ዶላር ብመልክዕ ኣጽዋራት ናብ ዩክሬን ከም ትሰድድ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ባይደን፡ ቅድሚ ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ መዝነት ምርካቡ፡ ኩሉ ...
ቦርድ ምርጫ ብመሰረት ዝተመሓየሸ ምዝገባ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኢትዮጵያ፡ ህወሓት ብፍሉይ ኩነታት ምምዝጋቡ ካብ ዝፍለጠሉ 6 ነሓሰ 2016 ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ተዓዘብቲ’ቲ ምርጫ ቦርድ ኣብ ...
ሓደ ቤት ፍርዲ ደቡብ ኮርያ፡ ብኽሲ ምውራድ-ስልጣን ፕረዚደንታዊ መዝነቱ ዝተመንዘዐ ዩን ሱክ ዮወል ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣቱ ኣዚዙ። ዓቀብቲ ሕጊ'ታ ሃገር ነቲ ስጉምቲ ዝወስዱ ዘለዉ፡ በቲ ኣብ ዝሓለፈ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕ ዕደና ወርቂ ጠጠው ብምባል፡ ብመፅናዕቲ ዝተደገፈን ነቲ ዓውዲ ዝምልከት ፖሊሲ ብምውፃእ ንክፍፀም፡ ካቢኔ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምውሳኑ ምክትል ፕረዚደንት እቲ ክልል ...
At least 66 people have died after a truck plunged into a river in the Southern Sidama region, a hospital director said Monday. Delays in rescue efforts in the remote village were blamed for the high ...
ኣብ ባሕቲ ጥሪ ኣብ መንጎ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድን ኢትዮጵያን ንኣፍገደ ባሕሪን ምምስራት ሓይሊ ባሕሪን ኣመልኪቱ ዝተበጽሐ ስምምዕ መዘከር፡ ንቐርኒ ኣፍሪቃ ዳርጋ ናብ ዓመት ዝኸደ ምትፍናን መሪሑ’ዩ። እቲ ታሪኻዊ ዝተሰመየ፡ ሓያሎ ሓጎጽጎጽ ዘስዓበን መዘከር፡ ንዳግመ ልፍንቲን ምትእስሳርን ሓይልታት እቲ ዞባ ...
ጀርመን ሎሚ ሰኑይ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ ድሕሪ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ዕዳጋ በዓል ልደት ዘጋጠመ መጥቃዕቲን ቅድሚ’ቲ ኣብ ወርሒ ለካቲት ዝካየድ ምርጫን ሓለዋ ዶባት ድሕሪ ወርሒ መጋቢት’ውን ...
ሰብ-መዚ ደቡብ ደቡብ ኮርያ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝወደቐትን 179 ሰባት ዝሞቱላ ነፋሪትን ጠንቂ ንምፍላጥ ኣብቲ መገዲ ኣየር’ታ ሃገር ኣብ ዘለዋ ቦይንግ 700-800 መርመራ ከምዘካይዱ ኣፍሊጦም። ...
ካብ ባንጎክ ታይላንድ ዝነቐለት፡ ብድምሩ 181 ሰባት ዝሓዘት ንብረት መንገዲ ኣየር ጀጁ ዝዀነት ነፋሪት ኣብ ኣህጉራዊ ማዕርፎ ነፈርቲ ሙና ናይ ደቡባዊ ክፋል ደቡብ ኮርያ ውዲቓ ድሕሪ ምሕሻሻ ብዘይካ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ዓፋር ከባቢ ኣዋሽ ፈንታሌ ትማሊ ሰንበት 29 ታሕሳስ 2024 ምሸት 5.1 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ክፍሊ ጂኦፊሲክስን ህዋ ...
ኣብ ቦና ዝተባህለ ናይ ምብራቕ ሲዳማ ዞባ፡ ብሰንበት ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና 71 ሰባት ምማቶም ሰብ-መዚ እቲ ከባቢ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። እቲ ሓደጋ ኣብ ጋላና ዝብሃል ፈለግ ካብ ሃዋሳ ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበርን ተዓዋቲ ሽልማት ኖበል ሰላም 2002ን ዝዀነ ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ብሰንበት ፕለይንስ ኣብ እትብሃል ከተማ፡ ክፍለ-ሃገር ጆርጂያ ዓሪፉ ኣሎ። ...